Archive for the ‘Public Announcement ምልክታ’ Category

Notest ምልክታ

Due to the merger of the EPM, EDP and EPP; we have launched a new websitewww.harnnet.org

ናብ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምእታው www.harnnet.org

May 25, 2010   Posted in: About EPM, Arhcives, Contact EPM, Documents ሰነዳት, Editorial, Home, Interviews, Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Our Program, Photo Gallary, Poems ግጥሚታት, Public Announcement ምልክታ, Radio, Video/Audio, العربية, ትግርኛ  Comments Closed

ፖለቲካዊ ውሳኔታት

ምጽንባራዊ ዋዕላ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን

ሰልፊ ደሞክራስ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን

31.12.2009

ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ቲ ብሰፍ ዘይብል ዋጋ መስዋዕቲ ደቁ ብ1991 ዝዓተሮ ናይ ሃገር ልኡላውነት፤ ብሰላምን ፡ ቅሳነትን ፡ ራህዋን ኣብ ፍትሓዊትን ዲሞክራሲያዊትን ሃገር ክነብር ዓቢ ሃረርታን ተስፋን ጥራይ ዘይኮነ እምነት’ውን ነይሩዎ። ልቢ ኣእብዩ’ውን ንገለ-ገለ ናይ ፈለማ ጌጋታት ክዕረም’ዩ ክብል ብትዕግስቲ ዘይተጸበየ ኣይኮነን።

January 7, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

መደረ ብጻይ ኣድሓኖም ገብረማሪያም ኣብ ኣኼባ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ መሪሒነታት ሰለስተ ውድባት.

ዝኸበርኩም ቡጾት፡-

ኩሉና ከም ንፈልጦ ናይ ሎሚ መአከቢና ሓድነት ናይ ሰለስቲኡ ውድባት: ማለት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ኣብ መደምደምትኡ ንምብጻሕዩ። ከም እዉን ኩሉና ኣብዚ ዘለና ናብ መዛዘሚ ናይ ምጽንባር ኣኼባ ፍራንክፈርት ክንሳትፍ ኣኽእሎ ስለዘየለ፡ እዞም ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን እንርከብ መሪሕነት ሰለስቲኡ ውድባትና ኩሉ መዳያዊ ገምጋም ብምግባር ለበዋታት ናብ መዛዘሚ ኣኼባ ፍራንክፈርት ብእንምዝዞም ወከልትና ንምልኣኽ’ዩ……..

December 24, 2009   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

ጻውኢት ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ

ብኣጋጣሚ፡ ምዝዛም ምጽንባራዊ ዋዕላ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኤርትራዊ ህዝባዊ

ምንቅስቓስን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ምቛም ሓድሽ ሰልፍን፡ ጨንፈር ሰልፊ ህዝቢ

ኤርትራ ኣብ መልበርን፡ ኣውስትራልያ……….

December 24, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ  No Comments

ደምዳሚ ኣዋጅ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ 3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 20 ክሳብ 21 ታሕሳስ 2009 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣኼባ፡ ጸብጻባት ኣቦ መንበርን ናይ ነፍሲ ወከፍ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈትን ድሕሪ ምስማዕን፡ ዕቱብ ክትዓት ብምክያድን ጸብጻባት ኣጽዲቑ…………

December 21, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

ድርብ ጽንብል ብኣጋጣሚ ምምስራት ሓዲሽ ሰልፍን ሓዲሽ ዓመትን

ሓባራዊት ኣዳላዊት ኮሚቴ ኤ.ህ.ም፡ ሰ.ዲ.ኤ ሰ.ህ.ኤ

ብመሰረት’ቲ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ዝበጽሕዎ ስምምዕ፡ ካብ 29-31 ታሕሳስ 2009 ሓደ ሓድሽ ሰልፊ ዝምስረተሉ ምጽንባራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ሃገር ጀርመን፡ ከተማ ፍራንክፈርት ክካየድ ኢዩ…..

December 17, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

ንፈልሲ ናይ ሓድነትና ምክንኻን ናይ ኵልና ሓላፍነት ኢዩ

ዝዀነ ፖለቲካዊ ዕማም ወይ መደብ ዕዮ ክእወት እንተደኣኰይኑ፡ ክማልኡ ዝግብኦም ክልተ ኣገደስቲ ረቋሕቲ ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ፡ ቅኑእ ንባብ ንህልዊ ኵነታትን ብቑዕ ኣመራርሓን ኢዮም። ተመኵሮ መስርሕ ምጽንባራዊ ሓድነት ምንቅስቓስ ዲሞክራስያዊ ተቓውሞ ኤርትራ-ጋሽ ሰቲት፡ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ድማ፡ ነዚ ሓቂ’ዚ ዘረጋግጽ ጭቡጥ ኣብነት ኢዩ………

December 17, 2009   Posted in: News, Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ርክብ ምስ ኣቶ ወልደሱስ ዓማር፡ ኣቦ መንበር ሓባራዊ መሪሕነታዊ ሽማግለ

ስልፊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን

መዛረቢ ዛዕባ

1. ህልዊ ኵነታት ኤርትራ

2. መስርሕ ሓድነት ኣብ መንጎ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን

ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን

ዕለት 19.12.2009

ሰዓት 9 ድ.ቀ (21፡00( ብናይ በርሊን ኣቈጻጽራ

Room: Eritrea Democracy For All

December 14, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

إعلان ھام

إعلان ھام
ولد يسوس عمّار، رئيس اللجنة القيادية المشتركة للتنظيمات الثلاثة – الحركة الشعبية الإرترية، الحزب
الديمقراطي الإرتري وحزب الشعب الإرتري سوف يلتقي الجمھور الارتري عبر حوار في غرفة المناقشة
الالكترونية ( البالتوك )
أجندة الاجتماع تتلخص في الآتي:
-1 مناقشة الأوضاع السياسية الراھنة في بلادنا
-2 تنوير الجمھور عن تطورات مسيرة العملية الوحدوية للتنظيمات الثلاث
2009-12-19التاريخ
مساءاً بتوقيت برلين المحلي
( 21  : [...]

December 14, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ, العربية  No Comments

Eritrean government has unleashed another wave of arrest against Christians

Written by ICFC/1015/09
ICFC has learned from sources in Asmara that the government of Eritrea has of late unleashed another wave of arrest against Christians. On Saturday, December 5, 2009 at 4:00pm, one group of thirty women were rounded up in Asmara by security agents and hauled off to prison.

December 12, 2009   Posted in: Public Announcement ምልክታ  No Comments