Archive for the ‘ትግርኛ’ Category

Notest ምልክታ

Due to the merger of the EPM, EDP and EPP; we have launched a new websitewww.harnnet.org

ናብ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምእታው www.harnnet.org

May 25, 2010   Posted in: About EPM, Arhcives, Contact EPM, Documents ሰነዳት, Editorial, Home, Interviews, Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Our Program, Photo Gallary, Poems ግጥሚታት, Public Announcement ምልክታ, Radio, Video/Audio, العربية, ትግርኛ  Comments Closed

Voice of Eritrea 09 January 2010 program

ድምጺ ኤርትራ ቀዳም 09 ጥሪ 2010

January 9, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio, ትግርኛ  No Comments

መርሓባ፡ ንምምስራት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ምጽንባራዊ ጕባኤ ናይ ዲሞክራስያውያን ውድባት ብዓወት ተዛዚሙ ዝብል ሓበሬታ ኣብ ሓድሽ ዓመት ምስ ሰማዕኩ፡ ሓጐስ ተሰሚኡኒን ናይ ተስፋን ብሩህ መጻን ስምኢታት ውን ኣሕዲሩለይ። እቲ ቀንዲ ምኽንያት ናይ ሓጐሰይን ብሩህ ናይ መጻኢ ትጽቢታተይን ግን፡ እቲ ኣብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ዝተመስረተ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውላድ ናይ’ተን ኣብ ታሪኽ ሃገርና ዝነውሐ ፖለቲካዊ ተመኵሮታትን ኣገዳስነትን ዝነበረን ክልተ ውድባት፣ ማለት ተመኵሮ ተጋድሎ ሓርነት…………

January 9, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, ትግርኛ  No Comments

Voice of Eritrea 07 January 2010 program

ድምጺ ኤርትራ ሓሙስ 07 ጥሪ 2010

January 7, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio, ትግርኛ  No Comments

ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን፡ ኣውስትራልያ ተኻይዱ

ኣብ ኣውስትራልያ፡ ኣብ ከተማ መልበርን ዝነብሩ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ ጽንብል ሓድነት ሰለስተ ውድባት ዝጸውዕዎ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ብ3 ጥሪ 2010ተኻይዱ። ዕላማ ናይ’ዚ ንመጀመርያ ግዜ ድሕሪ ምውላድ ናይ’ዚ ሓድሽ ሰልፊ ዝተጸውኣ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ውጽኢት ምጽንባራዊ ዋዕላ……

January 7, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, ትግርኛ  No Comments

Voice of Eritrea 05 January 2010 program

ድምጺ ኤርትራ ሰሉስ 05 ጥሪ 2010

January 7, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio, ትግርኛ  No Comments

ፖለቲካዊ ውሳኔታት

ምጽንባራዊ ዋዕላ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን

ሰልፊ ደሞክራስ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን

31.12.2009

ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ቲ ብሰፍ ዘይብል ዋጋ መስዋዕቲ ደቁ ብ1991 ዝዓተሮ ናይ ሃገር ልኡላውነት፤ ብሰላምን ፡ ቅሳነትን ፡ ራህዋን ኣብ ፍትሓዊትን ዲሞክራሲያዊትን ሃገር ክነብር ዓቢ ሃረርታን ተስፋን ጥራይ ዘይኮነ እምነት’ውን ነይሩዎ። ልቢ ኣእብዩ’ውን ንገለ-ገለ ናይ ፈለማ ጌጋታት ክዕረም’ዩ ክብል ብትዕግስቲ ዘይተጸበየ ኣይኮነን።

January 7, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

Voice of Eritrea 02 January 2010 program

ድምጺ ኤርትራ 02 ጥሪ 2010

January 2, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio, ትግርኛ  No Comments

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

01.01.2010

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቕስ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29-

31 ታሕሳስ 2009 ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ከተማ ፍርንክፈርት ምጽንባራዊ ዋዕላ ኣካይዶም።

ኣብ’ዚ ዋዕላ’ዚ፡ ሓደ ፖለቲካዊ መደብ ዕዮን ሓደ ቅዋምን ኣጽዲቖም። ብመሰረት’ዚ ዝጸደቐ

ቅዋም፡ ስም ዝተጸናበረ ውድባት፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ክኸውን ተወሲኑ።

January 2, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, ትግርኛ  No Comments

ዋዕላ ሓድነት ሰለስተ ሰልፍታት

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ስልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ

ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ

ብዕለት 29 ታሕሳስ 2009 ሓድነታዊ ዋዕላ፡ ልክዕ ሰዓት 10 ቅድሚ ቀትሪ ኣቦ ወንበራት

ሰለስቲኡ ሰልፍታት……………………

January 2, 2010   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, ትግርኛ  No Comments