Archive for the ‘Poems ግጥሚታት’ Category

Notest ምልክታ

Due to the merger of the EPM, EDP and EPP; we have launched a new websitewww.harnnet.org

ናብ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምእታው www.harnnet.org

May 25, 2010   Posted in: About EPM, Arhcives, Contact EPM, Documents ሰነዳት, Editorial, Home, Interviews, Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Our Program, Photo Gallary, Poems ግጥሚታት, Public Announcement ምልክታ, Radio, Video/Audio, العربية, ትግርኛ  Comments Closed

ዕላማ ህግድፍ..

ዕላማ ህግድፍ እንታይ

እዩ ምፍላጡ ሲኢና

መስከረም ዓመጽቲ ኣጥፍእልና

ኪሻ ካብ ኣመሪካ ኣትዩ ንዓድና

ብበዓል ሃንጎሉማ ጉድ ረኺብና

ዕላማ ህግደፍ እንበር ጠፊኢና …..

September 25, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ዑዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቱድጋርድ ተኻይዱ በቶም ሓበን ሃገር ሕድሪ ዘይጠለሙ

ኣየ ሓበን ኣየ ሓቦ

19 መስከረም ልሳን ዉጹዓት

እወ መቃልሕ ጀጋኑ ስዋኣት

ብህግደፍ ዝተቀንጸሉ ብዘይ ኣዊያት…….

September 22, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ሃገርና

ኣንታ ዝሃገርና

ምስ ቆፎ ማዓራ

ምስ ፍልጠት ሚዛና

ጸልሚተን መብረህቲ ምስ ሻንብቆ ኣእዛና

September 5, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ምስ ስርዓት ህግደፍ ወጊንካ ምዉርዛይ ምግዕዛይ

እንታይ ድዩ ናይ ቃልሰና ዕላማ

ኤርትራዊ ኣደ ከምዚሉ ክሓስማ

ቀያሕቲ ደቃ ከፊላ ኣይረኸበትን ጻማ

እቲ ኩሉ መብጻዓታት ተጠሊማ

ኣቲ ሰበይቲ ተጸዊዑ ስማ……….

September 4, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

መርሓባ ባሕቲ መስከረም ጀማሪት ብረታዊ ቃልስና

መርሓባ 61 ባሕቲ መስከረም

ብ 61 ቀዳመይቲ ጢዪት ዝተኮሰ

ሓርበኛ ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ

መበል 48 ዓመት ኩንልና ለምለም

መግዛእቲ ከብቅዕ ብዘይ ቀልላዓለም

ሃገርና ክትከውን ለምለም

September 1, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ኣስተውዕል!!

ሕጉስ ክትከውን ቅኑዕ ኩን

ቅኑዕ ክትከውን ህዱኡን መስተውዕልን ኩን

ህዱእ ክትከውን ርእስኻ ምለኽ

ርእስኻ ክትመልኽ ዝተሰመዓካ ገዲፍካ ዝተረደኣካ ግበር

እሞ ብሓቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽግርን ስቓይን ከምዘሎድዩ ምርዳእ ስኢንካ?

ኣይፋልን

በዘይጠቅም ስሚዒት እምበር ተዋሒጥካ!!

ኣነ እንቋዕ ኣብ ጽቡቕ ሃለኹ እምበር ብዛዕባ ካልኦት ዜጋታተይሲ እንታይ ገደሰኒ ግደፎ፡፡

ንስደት መንእሰያት ኤርትራ ምስ ስደት ካልኦት ሃገራት ሰለምንታይ ተዛምዶ ኣሎኻ?

መራሕቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ከምኡ ስለ ዝደርፉ፡፡

እሞ እቲ ብስሚዕት ምግዛእ ግደፎ ከተዛምድን ክትርዳእን ጽዓር እኮ ኢኻ ትብሃል ዘሎኻ፡፡

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ

ዝክሪ ንሰማእታትና፡፡

ዓ.ብርሃነ

August 18, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት, ትግርኛ  No Comments

ሓሊመ ህግደፍ ምስ መራሒኦም (ግጥሚ)

ተኾብ ኲቦም ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ

ሓሊመ ህግደፍ ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ

ሓሊመ ህግድፍ ተቦንቚሩ ካብሱሩ………….

August 11, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ኣቱም ምእዙዛት ንዉልቀ ሓደ ሰብ! ናይ ግዚይኡ ምግያጽ ትሓሰብዎ መኸሰብ!(ግጥሚ)

መልሓስኩም ከይዛረብ እንካብ ተልኽተ

ኣዕንትኹም እንዳረአያ እንካብ ተዓመተ

ኣእምሮኹም ካብ ተደፍነ መአዝኑ ካብ ሰሓተ

ደላይ ለዉጢ እንዳተመቁሐ ሕቶ ዝሓተተ


July 15, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት  No Comments

ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ኮሪዕና በኣኹም (ግጥሚ)

ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ኮሪዕና በኣኹም
ቀሲና
ሓዲርና ቀሲንኩም ዶሓዲርካም

ኣብ ዋሽንቶን ዝወዓልክም

ዑዉት ነሩ ሰላማዊ ሰልፊኹም ……..

June 26, 2009   Posted in: Poems ግጥሚታት, ትግርኛ  No Comments