Archive for the ‘Editorial’ Category
Notest ምልክታ
Due to the merger of the EPM, EDP and EPP; we have launched a new websitewww.harnnet.org
ናብ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምእታው www.harnnet.org
May 25, 2010
Posted in: About EPM, Arhcives, Contact EPM, Documents ሰነዳት, Editorial, Home, Interviews, Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Our Program, Photo Gallary, Poems ግጥሚታት, Public Announcement ምልክታ, Radio, Video/Audio, العربية, ትግርኛ
Comments Closed
Voice of Eritrea 24 September 2009 program
ድምጺ ኤርትራ ሓሙስ 24 መስከረም 2009
September 25, 2009
Posted in: Editorial, Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio, ትግርኛ
No Comments
ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር
ቤት ትምህርቲ ስውራ ኢንኩበይተር ናብ መጋርያ ሓዊ ዝጥበሱ ዕሽላት ኣብዚ ቅንያት’ዚ ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር ምህላዉ ዝሕብር ዜናታት ንሰምዕ ኣሎና:: እዚ ምልክት ጭንቀትን ዓቕሊ-ጽበትን ዝኾነ ስጉምቲ’ዚ: ነቲ በብዅርንዑ ብዘገምታ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት፡ ሰዓቱ ሓልዩ ከይነትጕ ምእንቲ: ናይ ራዕድን ሽበራን ኩነት ፈጢርካ ንምዕፋኑን እንተተኻኢሉ ድማ ንምበርዓኑ ዝተወጠነ ናይ ፍርሒ ስጉምቲ ኢዩ:: ብርግጽ ካብ’ዚ [...]
March 16, 2009
Tags: asmara, DIA, EDA, EPM, Eritrea, Eritrean opposition party, Eritrean People's Movement, HGDEF, Isaias Afwerki, PFDJ Posted in: Editorial, News, ትግርኛ
Comments Closed

