الموضوع : دعوة للمشاركة في ورشة ملتقى الحوار الوطني

May 28, 2009  Tags: , , ,   Posted in: العربية  No Comments

ኣገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ መጸዋዕታ (Public Announcement)

ቀጺልና ንሕና ኣባላትን ኣካየድትን ናይ “ህድሞ ኤርትራዉያን ንሓያልን ሕቡርን ተቃዉሞ ደንበ” “Eritrean Room For Strong And United Opposition” ነቲ ብኣዳላዊት ኮሚቲ ዎርክሾፕ ዋዕላ ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ዝመጸና ናይ ዕደመ ደብዳቤ መሰረት ብምግባር ንሓሙስ ግንቦት 21, 2009 (Thursday, 21 May 2009) ብዛዕባ

May 18, 2009  Tags: , , , , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, Public Announcement ምልክታ, ትግርኛ  No Comments

Press Release

<br />

April 12, 2009  Tags: , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News  No Comments

ጋዜጣዊ መግለጺ

 ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዞባ ሰሜን ኣመሪካ 
እዚ
ኣብ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ብመንግስቲ ሕግዲፍ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ መዕገቲ እንተ ዘይተገቢርሉ ህላወ ኤርትራን መንነት ህዝባን ንሓዋሩ ነበረ ነበረ ዝኮነሉ ህሞት ተበጺሑ ኣሎ።

April 11, 2009  Tags: , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, ትግርኛ  No Comments

Press Release: By Eritrean Democratic Alliance North America Zone (EDA-NA Zone)

By Eritrean Democratic Alliance North America Zone (EDA-NA Zone)

It has now become obvious to all Eritreans in Diaspora that the present regime in Asmara is determined to dismantle everything positive that has made Eritrea and Eritreans a resilient law abiding and justice loving people. The damage on our society has reached the point if not reversed the very survival of our people and country itself is at stake.

April 10, 2009  Tags: ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና  No Comments

He is one of the worst walfare recipients!

<p></p>

Isayas is one of the worst welfare recipients in this world. He has periodic money making coffers called Hizbawi Mekete on top of the 2% for every Eritrean abroad to pay in the name of his national duty.

April 2, 2009  Tags: , , , , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና  One Comment

Voice of Eritrea 28 MARCH 2009 Program

ድምጺ ኤርትራ 28 መጋቢት 2009

March 30, 2009  Tags: , , , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, Radio  No Comments

ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር

ቤት ትምህርቲ ስውራ ኢንኩበይተር ናብ መጋርያ ሓዊ ዝጥበሱ ዕሽላት ኣብዚ ቅንያት’ዚ ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር ምህላዉ ዝሕብር ዜናታት ንሰምዕ ኣሎና:: እዚ ምልክት ጭንቀትን ዓቕሊ-ጽበትን ዝኾነ ስጉምቲ’ዚ: ነቲ በብዅርንዑ ብዘገምታ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት፡ ሰዓቱ ሓልዩ ከይነትጕ ምእንቲ: ናይ ራዕድን ሽበራን ኩነት ፈጢርካ ንምዕፋኑን እንተተኻኢሉ ድማ ንምበርዓኑ ዝተወጠነ ናይ ፍርሒ ስጉምቲ ኢዩ:: ብርግጽ ካብ’ዚ [...]

March 16, 2009  Tags: , , , , , , , , ,   Posted in: Editorial, News, ትግርኛ  Comments Closed

ጋዜጣዊ መግለጺ ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ) ዞባ ሰሜን ኣመሪካ

እዚ ብስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ምፍንቓልን ምግዓዝን ናይ ሙሉእ ዓድታት ብዘይ ወለንታ ምኳኑ ንኩሉ ኤርትራዊ ብሩህ እዩ ብፍላይ ነቲ ናይ’ዚ ግዳይ ኮይነን ዘለዋ ዓድታት።

March 14, 2009  Tags: , , , , , , , , , , , , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, العربية, ትግርኛ  No Comments