Free Dawit Isaak

<br />

Dawit Isaak is a journalist and a Swedish citizen who is in prison in Eritrea. His crime? Dawit Isaak wrote and published articles on the need for democracy and freedom in Eritrea in the newspaper Setit.

March 27, 2009  Tags: , , , , , , , , , , , , , , , , ,   Posted in: News  One Comment

Voice of Eritrea Tuesday 17 March 2009 program

ድምጺ ኤርትራ ሰሉስ 17 መጋቢት 2009:: Voice Of Eritrea 17th march 2009.

March 17, 2009  Tags: , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, News, Radio  One Comment

ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር

ቤት ትምህርቲ ስውራ ኢንኩበይተር ናብ መጋርያ ሓዊ ዝጥበሱ ዕሽላት ኣብዚ ቅንያት’ዚ ስርዓት ህግደፍ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ይኣስር ምህላዉ ዝሕብር ዜናታት ንሰምዕ ኣሎና:: እዚ ምልክት ጭንቀትን ዓቕሊ-ጽበትን ዝኾነ ስጉምቲ’ዚ: ነቲ በብዅርንዑ ብዘገምታ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት፡ ሰዓቱ ሓልዩ ከይነትጕ ምእንቲ: ናይ ራዕድን ሽበራን ኩነት ፈጢርካ ንምዕፋኑን እንተተኻኢሉ ድማ ንምበርዓኑ ዝተወጠነ ናይ ፍርሒ ስጉምቲ ኢዩ:: ብርግጽ ካብ’ዚ [...]

March 16, 2009  Tags: , , , , , , , , ,   Posted in: Editorial, News, ትግርኛ  Comments Closed

ጋዜጣዊ መግለጺ ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ) ዞባ ሰሜን ኣመሪካ

እዚ ብስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ምፍንቓልን ምግዓዝን ናይ ሙሉእ ዓድታት ብዘይ ወለንታ ምኳኑ ንኩሉ ኤርትራዊ ብሩህ እዩ ብፍላይ ነቲ ናይ’ዚ ግዳይ ኮይነን ዘለዋ ዓድታት።

March 14, 2009  Tags: , , , , , , , , , , , , , , ,   Posted in: Latest News ሓዲሽ ዜና, العربية, ትግርኛ  No Comments